ምድብ ድልድል ዋንጫ ትግራይ ዕላዊ ኮይኑ

ምድብ ድልድል ዋንጫ ትግራይ ዕላዊ ኮይኑ

ብመሰረት እዚ
ኣብ ምድብ "ሀ" ዝተደልደላ ጋንታታት

መቐለ 70 እንደርታ
ወላይታ ዲቻ
ደደቢት
ኣኽሱም

ኣብ ምድብ "ለ" ድማ

ወልዋሎ ዩንቨርሲቲ ዓዲግራት

ሲዳማ ቡና
ስሑል ሸረ
ሶሎዳ ዓድዋ

ካብ 30 ጥቅምቲ ክሳብ 9 ሕዳር 2012 ዓ/ም ዝሳለጥ ኮይኑ

30 ጥቅምቲ 2012 ዓ/ም
ደደቢት ምስ ኣኽሱም ሰዓት 7:30 ድሕሪ ቀትሪ
መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወላይታ ዲቻ ሰዓት 9:30 ክራኸባ እየን፡፡

ካልኦት መርሃ ግብርታት እናተኸታተልና ክነቐርበልኩም ምኻንና ክንሕብር ንፎቱ

ቴሌቭዥን ትግራይ