ነበር ፕሬዝደንት ሀገረ ዙሙባቤ ሮበርት ሙጋቤ ኣብ 95 ዓመቶም ዓሪፎም፡፡
“ፅልምትምት ዝብለና ሰባት ኣይኮናን። ንሕና ሰብ መትከል ኢና።” ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ
ክልቲኡ መስመር ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፅገንኡ ወዲኡ ናብ ሙሉእ ናይ ምፍራይ ደረጃ ከም ዝተሰጋገረ ተገሊፁ፡፡
ኣብ 2012 ዓ/ም ተሳትፎን ተጠቃምነትን መናእሰይን ደቂ ኣነስትዮን ንምርግጋፅ ፍሉይ ቆላሕታ ሂቡ ከም ዝሰርሕ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅን ውሕስነት ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይን ኣፍሊጡ፡፡
ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ተወሳኺ በጀት 2011ዓ/ም ኣመልኪቱ ክዝቲ እዩ
ማራቶን ሞቶርስ መገጣጠሚ ኣብ ኢትዮጵያ ተሽከርከርቲ ሃኒፃ…
እኹል እታወታት ብምጥቃም ካብ ድሑር ኣዘራርኣ ጣፍ ታላቒቆም ብመስመር ይዘርኡ ከምዘለው ሓረስቶት ክላስተራት ጣፍ ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ገሊፆም፡፡
መልእኽቲ ካብ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል