Content with tag ዝርዝር ዜና .

“ዓንቀፍቀፋት፣ ሕርኽራኻት ፀራሪግና ትግራዋይ ኣብቲ ክበፅሖ ዝግባእ ብርኪ ብርኪ ዕብየት ክነብፅሖ ኣለና።” ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

መቐለ 07ጥሪ 2012 ዓ/ም( ትግራይ ቲቪ) "ሰላም! ከም ህዝብን ውድብን ዝተቓለስናን ዘርዚርካ ዘይውዳእ መድረኻት ሓሊፍና ገድልና ዘዐወትናዮ፣ ጅግንነትና ንምርኣይ ጥራሕ እንተይኮነስ፤ ነቶም ዘዐንቅፉናን ዋርድያ ድኽነትን ድሕረትን ዝነበሩ ገዛእቲ ፀራሪግና ካብ ድኽነት ንክንወፅእን ስልጡን...

መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብዝለዓለ ድምቀት ተኸቢሩ።

መቐለ 05 ለካቲት 2012 ዓ/ም ትግራይ ቲቪ   ኣብ ዞባ ምብራቕ  ትግራይ  መላእ ነበርቲ ከተማ ዓዲ ግራትን ከባቢኣን ኣብ ዝተረኸብሉ ብኣዝዩ ምዕሩግ ኣገባብ ተኸቢሩ ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸቡ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ምብራቕን  ኣይተ...

ኣብ ከተማ ማይጨው ኣዕፅምቲ ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣብ ሙዜም ስውኣት ብክብሪ ዓሪፉ

መቐለ 05 ጥሪ 2012 ዓ/ም( ትግራይ ቲቪ)   መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝባዊ ወያነ ሓሪነት ትግራይ 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር ካብ ቶም አብ 1980 ዓ.ም ከተማ ማይጨው ካብ ፋሽሽታዊ ስርዓት  ደርጊ ነፃ ንምውፃእ አብ እምባ ቦኽራ አብ ዝተኻየደ ሓያል ኩናት...

ስሙይ መራሒ መለስ ዜናዊ ንባዕሉ ዝገለፀሉ ኣገባብ

  "ቃልሲ ባዕሉ መዘናግዒ እዩ፣ ካብኡ ንላዕሊ ዘዘናግዕ ካብኡ ንላዕሊ ዘሐጉስ ነገር ብዙሕ ክህሉ ኣይኽእልን፡፡ ብዙሕ ኣብ ስራሕ ተጨኒቐ ውዒለስ ምዝንጋዕ ዘድሊ ዓይነት ነገር ኣየጋጠመንን፤ ምኽንያቱ እቲ ምግዳልን ዝበዝሕ ስራሕን ባዕሉ መዘናግዒ ስለዝኾነ፡፡" "ኣብ ቓልሲ ዝተረዳእኽዎ...

"ደቅና በይዛ ኮይኖም ከክንዴና እንትሓልፉ ይሕጎስ እምበር ንምንታይ ይሓዝን፡፡” ኣደይ_ኣረጋሽ_ሃይሉ (ወላዲት ተጋዳላይ ሃፍቶም)

"ደቅና በይዛ ኮይኖም ከክንዴና እንትሓልፉ ይሕጎስ እምበር ንምንታይ ይሓዝን፡፡" ኣደይ_ኣረጋሽ_ሃይሉ (ወላዲት ተጋዳላይ ሃፍቶም) መቐለ 27 ጥሪ 2012ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ፅንዓት ማህፀን ኣዶ ትግራይ "ብርግፅ ዓይኑ ንውላደይ ክሪኦ ናይ ብዙሕ ዓመት ናፍቆት ነይሩኒ፣ ግን እቶም ካልኦት...

"ብዉሱናት ደቂ ህዝቢ ለካቲት 11 ዝተወለዐት ርችት ሓርነት ዝነበረ ጨቛናይ ስርዓት ተደምሲሱ ቅልጡፍ ልምዓት ሰላምን ህንፀት ዴሞክራሲን ተስፋ ዝህብ ለዉጢን ተመዝጊቡ እዩ ፡፡"

"ብዉሱናት ደቂ ህዝቢ ለካቲት 11 ዝተወለዐት ርችት ሓርነት ዝነበረ ጨቛናይ ስርዓት ተደምሲሱ ቅልጡፍ ልምዓት ሰላምን ህንፀት ዴሞክራሲን ተስፋ ዝህብ ለዉጢን ተመዝጊቡ እዩ ፡፡" ኢንጂነር ኣርኣያ ግርማይ ምክትል ከንቲባ ከተማ መቐለ መቐለ 26/ጥሪ 2012 ዓም ትግራይ ቲቪ መንእሰይ ከተማ...

ፅንዓት ብኣንደበት ጀጋኑ ስውኣት

"ስምዑኒ እዚ ድምፂ እዚ ኣዝመራና እዩ፤ ከምቲ ድሕሪ ነጎድጓድ ማይ ኣዝመራ ንሓፍስ ድሕሪ ተኹሲ ድማ ዓወት ኢና ንሓፍስ" #ተጋዳላይ_ዘውደ  ኣባል ባዶ ሸውዓተ ኮይኑ ማይጋባ ኣኼባ እናመርሐ እናሃለወ ህዝቢ ድምፂ ተኹሲ ሰሚዑ ቀልቡ እንትሰሓብ ኣመንጉዪ ካብ ዝተዛረቦ ዝተወሰደ- - - * * *...

"ብምግዳላይ ኣሽንባይ ዶ ሐዚ ብዙሕ ዓወት ሪአ፣ እቲ 1968 ዓ/ም እንትውቃዕ እንተዝመውት፣ እሞ ንኽዛረብ ዕድል እንተዝረክብ እሰይ! እንኳዕ ተጋደልኩ! እየ ክብል ነይረ።" ተጋዳላይ ኣባዲ ዘሞ

መቐለ 5 ጥሪ 2012 ዓ/ም ትግራይ ቲቪ  "ካብ ሀራማያ ኮሌጅ ትምህርቲ ኣቋሪፀ ሽዑ ምሳይ ምስዝነበሩ ተምሃሮ ብምዃን 1968 ዓ/ም እየ ናብ ቃልሲ ተፀንቢረ። ናብቲ ቃልሲ ተፀንቢርና ታዕሊም ምስ ወዳእና ብረት ስኢና ኣብቲ መዋፈሪ ፀኒሕና። ሽዑ ወድብ ብዝሕ ዝበለ ተዓላሚ ዝተቐበለትሉ (ናብ ሰባቢ...

ኣብ ቴሌቬዥን ኢትዮጵያ ዘሎ ክፍሊ ቋንቋ ትግርኛ፡ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝተሳለጠ ህዝባዊ ዋዕላ፡ ሽፋን ከይህብ ከምዝተኸልከለ ተገሊፁ።

መቐለ 23 ጥቅምቲ 2012 ዓ/ም( ትግራይ ቲቪ) ስሙ ከይንገልፆ ዝሓተተ ጋዜጠኛ ኣባል ክፍሊ ቋንቋ ትግርኛ፡ ናይቲ ኣብ መቐለ ዝተኻየደ ህዝባዊ ዋዕላ መግለፂ ንከየመሓላልፍ ከምኡ'ውን ንሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ወይዘሮ ሊያ ካሳ ነቲ ዋዕላ ብዝምልከት ቃለመሕተት ንከይገብሩ ከምዝተኸልከሉ...

መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ነቲ ደሚቕ ታሪኽ ዘኪርናን ሕዚ ዝገጥመና ዘሎ ፈተናታት በዲህናን ሰላም፣ ልምዓትን ህልውና ህዝብና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ነብፀሐሉ ክኸውን ይግባእ።

መቐለ 10 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ህዝቢ ትግራይ ብሄራዊን ደርባውን ወፅዓ ኣይቅበልን ኢሉ ህዝባዊ ዕላማ ተሓንጊጡ ኣብ ጎኒ ውድቡ ህወሓት ተሰሊፉ ብረታዊ ቃልሲ ዝጀመረሉ መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት "መስመርና ዓቲርና ንመኸተ" ብዝብል መሪሕ ቃል ብድምቀት ንምኽባር ሰፊሕ ምድላው ኣብ...

ብኽነት ንምውጋድ ንረባረብ !! ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስት ትግራይ

መቐለ 10 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም (ትግራይት ቲቪ) ህዝቢ ትግራይ፣ ኣብ ዝሓለፉ 28 ዓመታት፣ ኣንፃር ድኹዒ ድኽነት ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ድሑራት ኣተሓሳስባታትን ተግባራትን፣ ዘካየዶ ቃልሲ ብውሱን መልክዑ ውፅኢታዊ ኮይኑ እዩ። እንተኾ'ነ ሎሚውን ፈፂሞም ዘይተወገዱ ትሽዓተ ሸግራት ማለት፣ ክራይ ኣካብነትን...

“ትግራይ ተኸቢባ እያ፤ ክንጭፍልቓ ኢና ዝብሉ ሰባት ነቲ ነባራዊ ሓቂ ምርዳእ ዘይኽእሉ እዮም፡፡” ተጋዳላይ ፀጋይ በርሀ

መቐለ 7 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም( ትግራይ ቲቪ) "ለካቲት 1968 ዓ/ም እየ ናብ ብረታዊ ቃልሲ ተፀንቢረ፡፡ ሽዑ ብዙሓት ተምሃሮ ኢና ናብቲ ቓልሲ ዝኸድና፡፡ ደሓር ብፃይ ስሑል መልእኽቲ ከሕልፈልና ናብቲ ተኣኪብናዮ ዝነበርና እግሪ ዳዕሮ መፂኡ፡፡ ምፅእ ምስበለ፤ ኣብቲ ቅድሜና ደው ኢሉ በኽዩ፡፡ ዋእ!...

“ኣንቱም መናእሰይ ንድሕረትን ድኽነትን ብምቕባር፣ ህያው ታሪኽ ኣመዝግቡ።” ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል( ደ/ር ) ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ መቐለ 6 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) "ሰላም ኣብ ውሽጥን ደገን ዘለኹም መናእሰያት፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብዝለዓለ ወያናይ መንፈስ እትነጥፉ ዘለኹም ኩሉኹም፤ ከመይ ኣለኹም? ከም ዝፍለጥ ብውልቀይ ኣብዚ ዓውዲ ዝኾነ ዓይነት ተሳትፎ ኣይነበረንን፤ ካብ ሕዚ...

“ኣንቱም መናእሰይ ንድሕረትን ድኽነትን ብምቕባር፣ ህያው ታሪኽ ኣመዝግቡ።” ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል( ደ/ር ) ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ

 መቐለ 6 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) "ሰላም ኣብ ውሽጥን ደገን ዘለኹም መናእሰያት፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብዝለዓለ ወያናይ መንፈስ እትነጥፉ ዘለኹም ኩሉኹም፤ ከመይ ኣለኹም? ከም ዝፍለጥ ብውልቀይ ኣብዚ ዓውዲ ዝኾነ ዓይነት ተሳትፎ ኣይነበረንን፤ ካብ ሕዚ ጀሚረ ግን ኣብ...