Content with tag ዜና ቢዝነስ .

ዓማዊል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጨናፍር ዝተፈላለያ ከባብታት ትግራይ ገንዘቦም ከውጽኡ ኣይከኣሉን ተባሂሉ፡፡

መቐለ  ጥሪ 21/2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ)   ካብ ዝሓለፈ ሰኑይ ጀሚሩ፤ ኣብ ትግራይ ብፍላይ ድማ ካብ ጫናፍር ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ ዝሓተትዎ መጠን ገንዘብ ኣብ ምውፃእ ገደብ ከምዝተገበረሎም፡ ዓማዊል ...