Content with tag እዋናዊ ዛዕባ .

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኢህወዴግ ኣብ መፅናዕቲ ዉሁድ ፓርትን ኣብ ፕሮግራም ዝፍጠር ሓዱሽ ፓርትን ከይተመያየጠ ውሁድ ፓርቲ ክፍጠር ብዓብላሊ ድምፂ ወሲኑ።

መቐለ 07 ሕዳር 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኢህወዴግ ትማሊ ኣብዘካየዶ ኣኼባ ብሕታዊ ዛዕባ ውሁድ ፓርቲ ኮይኑ ምስ ቀረበ ህወሓት ብኣባላቱ ኣቢሉ ቀዳምነት ክውሃቦ ዝግባእ ውራይ ጉዳይ ኩነታት ሃገርን ህዝብናን ብፍላይ ድማ ኩነታት ሰላም፣ ድሕንነት፣ ልዕልነት ሕጊ ማሕበራዊ ቁጠባዊ ኩነታት...

መልእኽቲ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

መልእኽቲ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል መቐለ 05 ጳጉሜን 2011 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ኣብዚ እንኣትዎ ዘለና ሓዱሽ ዓመት መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት ብዝተፈለየ ዝኽበረሉ እዩ፡፡ ህዝቢ ትግራይ ወፅዓ ኣይሽከምን ኢሉ ቃልሲ ዝወለዐሉ ብዓብይ ድምቀት ክነኽብሮ ዘለና እዩ፡፡ ቃልስና እንደገና እንግምግመሉ፣ ሓደሽቲ...

በዓል ዓወት 20 ጉንበትን ምረቓ ግድብ መስተ ማይ ወልቃይትን

መቐለ 15/2011ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ)፡- ኣብ ወረዳ ወልቃይት ኣከባብራ መበል 28 ዓመት በዓል 20 ጉንበትን ስነ ስርዓት ምረቓ ግድብ መስተ ማይ ሰባራዝጊን ድርብ ዓወት ምስ ድጅታል ወያነ ላዕለዎት መራሕቲ ትግራይን ዞባ ምዕራብን፡፡

ዓወት 20 ጉንበት ቁጠባ ኢትዮጵያ ብ10 ዕፅፊ ዘዕበየ ፣ 60 % ዝነበረ መጠን ድኽነት ሃገርና ናብ 27 % ክወርድ ዘኽኣለ እዩ፡፡ ተጋዳላይ ኣስመላሽ ወልደስላሴ

መቐለ ጉንበት13.2011 ዓ/ም(ትግራይ ቲቪ) ነባር ተጋዳለይ ህወሓትን ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ኮሚቴ ስራሕ ህ.ወ.ሓ.ት /ኢህወዴግ/ ተጋዳላይ ኣስመላሽ ወልደስላሴ ወይ ድማ ብናይ ገድሊ ሽሙ ኣባይ ነብሶ መበል 28 ዓመት ዓወት 20 ጉንበት ምኽንያት ብምግባር ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም፡፡ ተጋዳላይ ኣስመላሽ ወልደስላሴ...

ሲንጋፖር ሞዴል ቦይንግ 737 ማክስ ዝኾና ነፈርቲ ኣግልግሎት በረራ ከይህባ ኣጊዳ

ሲንጋፖር ስርሒት ሞዴል ቦይንግ 737 ማክስ ዝኾና ነፈርቲ ኣግልግሎት በረራ ከይህባ ከምዝኣገደት ኣፍሊጣ። ኣልጀዚራ ከምዝሓበሮ 1 መጋቢት 2011ዓ/ም ድሕሪ ዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ዋንነት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ነፋሪት ብርክት ዝበላ ሃገራት ስርሒት ቦይንግን ሞዴል 737...

ቻይና ቦይንግ 737 ማክስ 8 ዝተብሃላ ነፈርቲ ኣጊዳ

መቐለ 02 መጋቢት 2011(ኤመሓት) ቻይና ብነፈርቲ ቦይንግ 737 ማክስ 8 ዝግበሩ በረራታት ምእጋዳ ተገሊፁ፡፡ ቻይና ነዚ ውሳነ ዝወሰነት ካበ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኬንያ እትጓዓዝ ዝነበረት ቦይንግ 737 ተሓምሺሻ 157 ሰባት ድሕሪ ሙማቶም እዩ፡፡ ቦይንግ 737 ማክስ 8 ዝተብሃለ ነፈርቲ ሰመናዎትን ኣብ...