Content with tag ትንታን ዜና .

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት)ኢህወደግ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ፡፡

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት)ኢህወደግ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ፡፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ ህዝብታት ወያናይ ዴሞክራሲ ግንባር /ኢህወደግ/ ሕዳር 11/ 2012 ዓ/ም ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኢህወደግ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ፡፡ ኮሚቴ...

ኣብ ዩንቨርሲቲ ወልድያ ኣብ መንጎ ተምሃሮ ብዝረፈጠረ ጎንፂ ክልተ ተምሃሮ ሂወቶም ከምዝሓለፈን ካልኦት 8 ተምሃሮ ድማ ከቢድን ቐሊልን መጉዳእቲ ከምዝበፅሖም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ኣምሓራ ፀብፂቡ።

ኣብ ዩንቨርሲቲ ወልድያ ኣብ መንጎ ተምሃሮ ብዝረፈጠረ ጎንፂ ክልተ ተምሃሮ ሂወቶም ከምዝሓለፈን ካልኦት 8 ተምሃሮ ድማ ከቢድን ቐሊልን መጉዳእቲ ከምዝበፅሖም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ኣምሓራ ፀብፂቡ። እቲ ጎንፂ ትማሊ ካብ ምሸት ስዓት 4 ክሳብ ስዓት 5 ዝተፈጠረ ምኻኑን ንኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ወሎ ኣይተ ወልደትንፃኤ...