መልእኽቲ ካብ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

መልእኽቲ ካብ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል መቐለ 20 ጉንበት 2012 ዓ/ም (ቴሌቭዥን ትግራይ) ሰላም ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢ ሃገርን ዘለኻ ህዝቢና ብሓፈሻ፣ ቅድመ ግንባር መኸተና ዝኹንኩም ኣብ ድጅታል ወያነ እትነጥፉ መንእሰያት ከኣ ብፍላይ፣ ከመይ ኣለኹም?...

ብምኽንያት መበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ጉንበት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይዝተውሃበ መግለፂ፡፡

ብምኽንያት መበል 29 ዓመት  በዓል ዓወት 20 ጉንበት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይዝተውሃበ መግለፂ፡፡ ኢትዮጵያ ዳግም ቤት ማእስርቲ ብሄራትን ብሄረሰባትን ፈፂማ ኣይትኸውንን!! መሰል ዓርሰ ምሕደራ ብዝኾነ ኣሃዳዊ ሓይሊ ኣይጭወይን!!     መቐለ...

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ንተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1441 ዓመት ሂጂሪያ-ረመዳን ዒድ ኣልፈጥር፣ ብሰላም ኣብፀሐኩም! ኣብፀሐና! ይብል፡፡

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ንተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1441 ዓመት ሂጂሪያ-ረመዳን ዒድ ኣልፈጥር፣ ብሰላም ኣብፀሐኩም! ኣብፀሐና! ይብል፡፡ ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክበ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ   መቐለ 14 ጉንበት 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ...

ሓይሊ መብራህቲ ጨንፈር ትግራይ ኣብ ኣወሃህባ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌትሪክ ዝረእዩ ዘለው ክፍተታት ኣብ ምፍታሕ ትኹረት ሂቡ ይሰርሕ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ፡፡

ሓይሊ መብራህቲ ጨንፈር ትግራይ ኣብ ኣወሃህባ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌትሪክ ዝረእዩ ዘለው ክፍተታት ኣብ ምፍታሕ ትኹረት ሂቡ ይሰርሕ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ፡፡ መቐለ 12 ጉንበት 2012 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ሕብረተሰብ ኣብ ዙርያ ኣወሃህባ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌትሪክ ኣመልኪቱ ብርክት ዝበሉ ጥርዓናት እናልዐለን...

ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ክሳድ ዓለቛ ብምኽንያት ዝናብ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምድርማስ ኣብ ሰብ ይኹን ተሽከርካሪ ሓደጋ ከምዘየብፀሐን ተገሊፁ::

ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ክሳድ ዓለቛ ብምኽንያት ዝናብ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምድርማስ ኣብ ሰብ ይኹን ተሽከርካሪ ሓደጋ ከምዘየብፀሐን ተገሊፁ:: መቐለ 11 ጉንበት 2012 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ካብ ከተማ ዓዲግራት ንኣንፈት ዓድዋ እንትንጉዓዝ ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ...