ትግራይ ደም ብምምርማር ቫይረስ ኮሮና ዘለዎን ዘይብሉን ሰብ ዝፈሊ RT-PCR ዝበሃል መመርመሪ መሳርሒ ዝወነነት ፈላሚት ክልል ብምዃን ስራሕ ጀሚራ ።

ትግራይ ደም ብምምርማር ቫይረስ ኮሮና ዘለዎን ዘይብሉን ሰብ ዝፈሊ RT-PCR ዝበሃል መመርመሪ መሳርሒ ዝወነነት ፈላሚት ክልል ብምዃን ስራሕ ጀሚራ ።   መቐለ 24 መጋቢት 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ)     ትግራይ ደም ብምምርማር ቫይረስ ኮሮና ዘለዎን ዘይብሉን...

ንኡስ ግብረ ሓይሊ ቑጠባ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ትግራይ ኣብ መፍረይትን ወሃብቲ ግልጋሎት ትካላትን ዝተውሃበ ዕማም ብግቡእ ንምፍፃም ይሰርሕ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ፡፡

ንኡስ ግብረ ሓይሊ ቑጠባ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ትግራይ ኣብ መፍረይትን ወሃብቲ ግልጋሎት ትካላትን ዝተውሃበ ዕማም ብግቡእ ንምፍፃም ይሰርሕ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ፡፡ መቐለ 24 መጋቢት 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ዝወፀ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ካብ ዝተጣየሻ ኮሚቴታት...

መላእ ኣመራርሓን ኣባልን ህወሓት፣ ታሪኽ ዘሰከሞ ሓላፍነት ክፍፅም፣ ቅድመ ግምባር ተሰሊፉ ድማ ህዝቡን ዓዱን ከድሕን ፃውዒት ቀሪቡ

  መቐለ 24 መጋቢት 2012 ዓ/ም( ትግራይ ቲቪ) ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣመልኪቱ ንላዕለዎት ሓለፍቲ ዞባን ወረዳን ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዝርዝር መብርህን ናይ ስራሕ መምርሒን ዝሃቡ  ኣባል ፈፃሚት ስራሕን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓትን ኣይተ...

ቀያሳይ ብሩህ ጉዕዞ ህዳሴ ኢትዮጵያ

ቀያሳይ ብሩህ ጉዕዞ ህዳሴ ኢትዮጵያ   መቐለ 24 መጋቢት 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ)   መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ቅድሚ ትሽዓተ /9/ ዓመታት ማለት 24 መጋቢት 2003 ዓ/ም እምነ ኩርናዕ፣ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘንበረላ ዕለት እያ፡፡   ...

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ “ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ! “

ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ "ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ! "   መቐለ 19  መጋቢት 2012 (ትግራይ ቲቪ)     ሰሙናዊ መልእኽቲ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ  "ገ እናበሉኻ ዶ...

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝወፀ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ዝተፀረሑ ነጥብታት፡፡

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝወፀ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ዝተፀረሑ ነጥብታት፡፡   መቐለ 17 መጋቢት 2012 (ትግራይ ቲቪ)   1/ ኣብ ትግራይ ካብ ገጠር ናብ ከተማ፣ ካብ ከተማ ናብ ከተማ፣ ካብ ከተማ ናብ ገፀር ዝግበሩ ዝዉዉራት ንክልተ ሰሙናት ተኣጊዱ ኣሎ።...