Asset Publisher Asset Publisher

Content with tag ዜና .

5ይ ዘመን መበል 18 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

5ይ ዘመን መበል 18 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መቐለ 16 ጥሪ 2012 ዓ/ም ኣብ 5ይ ዘመን መበል 18 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት ሕሉፍ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር...

5ይ ዘመን መበል 18 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

5ይ ዘመን መበል 18 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መቐለ 16 ጥሪ 2012 ዓ/ም ኣብ 5ይ ዘመን መበል 18 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት ሕሉፍ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር...

5ይ ዘመን መበል 18 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

5ይ ዘመን መበል 18 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መቐለ 16 ጥሪ 2012 ዓ/ም ኣብ 5ይ ዘመን መበል 18 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት ሕሉፍ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር...

ኣብ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ሕግን ስርዓትን ኣክቢሮም ኣብ ዘይይንቐሳቐሱ ነጋዳይ ሕጋዊ ስኩምቲ ወሲዱ፡፡

ኣብ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ሕግን ስርዓትን ኣክቢሮም ኣብ ዘይይንቐሳቐሱ ነጋዳይ ሕጋዊ ስኩምቲ ወሲዱ፡፡ መቐለ 15 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ብትምሕብባር ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ንግድን ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ኣብታ ክፍለ ከተማ ንዝርከቡ ነጋዶ ሓደሽቲ ሪፎርምታት ንግድን እቶትን ግንዛበ...

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይ ስርዓት ካይዘን ብምትእትታው ምሕደራ ንብረቱ ከስተኻኽል ከም ዝግባእ ተሓቢሩ፡፡

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይ ስርዓት ካይዘን ብምትእትታው ምሕደራ ንብረቱ ከስተኻኽል ከም ዝግባእ ተሓቢሩ፡፡ መቐለ 20 መስከረም 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይ መረዳእታ ዘይብሉ ንብረት ፣ግልጋሎት ዝህብን ዘይህብን ንብረት ብምትሕዉዋስ ሃፍቲ...

መሰል ምርካብ ሓበሬታ ንህንፀት ምክንያታዊ ትውልዲ

መሰል ምርካብ ሓበሬታ ንህንፀት ምክንያታዊ ትውልዲ መቐለ 16 መስከረም 2012 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ብምኽንያት ዝኣምን ሚዛናዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎ ሕብረተሰብ ንምፍጣር ኩሉ ዜጋ ሓበሬታ ናይ ምርካብ መሰሉ ክማለአሉ ከምዝግባእ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ መስከረም 17 በቢዓመቱ መዓልቲ መሰል...

መንግስቲ ኣየርላንድ ኣብ ትግራይ ክገብሮም ዝፀንሐ ልምዓታዊ ሓገዛት ኣጠናኺሩ ከም ዝቕፅለሉ ተሓቢሩ፡፡

መንግስቲ ኣየርላንድ ኣብ ትግራይ ክገብሮም ዝፀንሐ ልምዓታዊ ሓገዛት ኣጠናኺሩ ከም ዝቕፅለሉ ተሓቢሩ፡፡ መቐለ ነሓሰ 08 2011 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) መንግስቲ ኣየርላንድ ኣብ ትግራይ ክገብሮም ዝፀንሐ ልምዓታዊ ሓገዛት ኣጠናኺሩ ከም ዝቕፅለሉ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሚስ ሶንያ ሃይላንድ...

ትግራይ ብኣቬሽን ኢንዱስትሪ ተረባሒት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ፡፡

ትግራይ ብኣቬሽን ኢንዱስትሪ ተረባሒት ንምግባር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ይውገን ከም ዘሎ ተገሊፁ፡፡ መቐለ 02 ነሓሰ 2011 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ኣብ ኢትዮጵያ ብሕጋዊ መንገዲ ናይ ዉልቀ ነፈርቲ ዓዲጎም ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ዝዋፈሩ ነጋዶ ምህላዎም ይፍለጥ፡፡ ሰብ ሃፍቲን ዲያስፖራን ትግራይ እዉን መማረፂ መንገዲ...

ህንፀት ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ኣሽከርከርቲ ከተማ መቐለ ንምዝዛም 100 ሚልዮን ብር ከም ዝተመደበ ተገሊፁ፡፡

መቐለ 19 ሐምለ 2011 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ኣሽከርከርቲ ብዘይምህላው ኣብ ሓደጋ ትራፊክን ማሕበራዊ ቑልውላውን ዓብዪ ፅልዋ ይፍጠር ከም ዘሎ ዘዘራርብናዮም ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ገሊፆም፡፡ ቅድሚ 6 ዓመት ብልዕሊ 60 ሚልየን ብር ወፃኢ ህንፀቱ ዝተጀመረን ነቲ ፀገም ክፈትሕ ትፅቢት...

የፌደራሊዝም ስርአት ለኢትዮጵያ ወሳኝ ስርዓት ነው

የፌደራሊዝም ስርአት ለኢትዮጵያ ወሳኝ ስርዓት ነው መቐለ ሓምሌ 19 2011 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) "የፌደራሊዝም ስርዓቱ አተገባበር ላይ ችግር ቢኖርበትም ሁሉም ቋንቋዎች በእኩል የሚያስተናግድ ነው። ስለሆነም በእኩልነት ላይ የተመሰረተ ፌዴራሊዝም ለኢትዮጵያ ወሳኝ ነው አሉ የኦሮሞ ፌደራሊስት ኮንግረንስ ምክትል...

ተመረቕቲ ዩኒቨስቲ መቐለ ኣምባሳደራት ትግራይ ክኾኑ ተፀዊዑ

ተመረቕቲ ዩኒቨስቲ መቐለ ኣምባሳደራት ትግራይ ክኾኑ ተፀዊዑ "ተመረቕቲ ተምሃሮ ኣምባሳደራት ትግራይ ክትኮኑ ይፅውዕ" ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል መቐለ 13 ሓምለ 2011 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ዩኒቨርስቲ መቐለ ንመበል 27 ግዜ ኣብ ዘካየዶ ስነ-ስርዓት ምርቓ ዝተረኸቡ ዕዱም...

ኩዕሶ እግሪን መንፈስ ሰዓራይነትን

መቐለ 01 ሓምለ 2011 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ) ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ስሑል ሽረ አብ ሜዳኣን አብ ቅድሚ ደገፍታን ምስ ጋንታ ፍሲል ገጢማ ማዕረ ሐደ ንሓደ ብምፍልላያ ከምኡ ውን ጋንታ ኩዕሶ እግሪ መቐለ 70 እንደርታ አብ ሜዳኣ ኣብ ስታድዮም ትግራይ ንጋንታ ኩዕሶ እግሪ ድሬዳዋ አንጊዳ ክልተ ንባዶ...

ጉንበት 20 ጎረባብቲ ህዝብታት ትግራይን አምሓራን ብሓባር ኣኽቢሮም፡፡

መቐለ ግንቦት 26/2011 ዓ/ም (ትግራይ ቲቪ)   መበል 28 ዓመት በዓል ዓወት ጉንበት 20 ኣብ ወረዳ እንዳመኾኒ ህዝቢ ጣብያ ነቕሰገን ካብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግህምራ ነበርቲ ወረዳ ፃግብችን ኣብ ከተማ ነቕሰገ ተረኺቦም ነቲ በዓል ኣኽቢሮሞ፡፡ ኣማኻሪ ርክብ ህዝቢ ዋና ኣማሓዳሪ ወረዳ...